@tadeseberhane28843 years agoSelam adalewti medeb Eritrean Media network b etgebro medebat endamesgenku abti video Eta link nay gofundme entetgebrlu zbelexen admaei wxiet mhalewo. Bztekaele meten rieto hzbi msmae agedasi eyu mulue Awet n mthggaz khlwo.
@
@berhetensea4513 years agoI on my part will help the family by sending a little money that I can afford.
@
@dayday76833 years agoEri media በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ግዜኩም ሰዊእኩም ጽጉማት ንምሕጋዝ ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን። በጃኩም ሰብ በብዓቅሙ መታን ክሕግዝ go fund me እንተትከፍቱ ጽብቅ ነይሩ፡ ዝያዳ ጻዕርኩም ውጽኢት ምተረኽቦ
Related videos for EMN - ሰኣን ብግዚኡ ረዲኤት - Eritrean Media Network:
ኡፍፍፍፍ መሳኪን ዕምሮም ብስንክልና ተወዲኡ።ማጫሎትካ ክዓወሎም ፈጣሪ! 13
Beselam bemulu tena twoeledom
Daheray kemezie ayenet hemam aganentawe eyou behaily amelak
Eyoy zefewos eegizieabheer bemehert ayenu yerayoum yemeharom egizieabheer yemesgen ... 2
እዛ ስድራ ውጽዕቲ ስድራ እያ ወረ የሕጺሮማ እንበር ብዙሕ ሽግር እያ ተሕልፍ ደላ እዛ ኣደ ኣደ ትረክቦ መከራ ከሪብካ ተተዕልላ ስ ብዙሕ ሽግር መንበብካ ኣደይ ኣመተጽየን ሓላል ፈቃር እየን
ከባሪ ሓወይ ኣጆኻ ካብ ውሽጠይ ኣየውጻኩካን ከሉ ግዜ ኣለኻ ኣብ ሓሳበይ ሎሚ ግን ኣኪላ ሰዓታ
ብርሃነ, ክብሮም, መርሃዊት,ጽገ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ዘለኩሞ ይምነየልኩም ንፈጣሪ ... 4
ናይዘን ስበይቲ ጸገም እታ ሕምምቲ ቆልዓ እያ ፣ ንዓኣ ሆስፕታል ወሲደን ሕማማ ክፍለጥን ክግበረላ ዝኽኣል እንተሎ ካባይ ጀሚርካ ኩሉ ሰብ ክተሓባበር ይጽውዕ ፣ እተን ሰበይቲ እውን ስነ ኣእሙራዊ ጸገማት ጭንቀት መሰል ይረኣየን ስለዝሎ ብስይካትሪስት እንተ ዝርኣያ ምሓገዝና፡ እቲ ኣገልግሎት ዘሎ ወዲ ሕማም ኣሕዋቱ ኣብ ምፍላጥን መፍትሔ አብ ምርካብን ክዋሳእ ክኽእል ኣለዎ ፣ ኣብዚ ስልጡን ዘመን ሕማሞም ኣይፈልጥን ክብል የሕፍር እዩ ... 3
— መልእኽቲ ይሁዳ 1፥2
...